笨鸟先飞
我们一直在努力
2025-01-27 04:01 | 星期一

Kemey Ele歌词-Helen Meles

Kemey Ele歌词由Helen Meles演唱,出自专辑《Kemey Ele》,下面是《Kemey Ele》完整版歌词!

Kemey Ele歌词

Kemey Ele歌词完整版

ኣንታ ናበይ ኢኻ ናበይ፡ ትቀርብ ዘለኻ ናባይ

ፍቅሪ ኢልካ ኣይተድሂ ሃዲሙ እንዲዩ ካባይ

ወሲዱ ምሰጥፋኣኒ ናበይ ኢኻ ክትመልሰኒ

ቀዳማ'ዩ ኣይጥዓየ ዳሕራ’ዩ ከመይ ኢልካ ክዕየ

‘ብተመን ዝሰንበደ...ብልሕጺ ተዳህለ

ኮይኑኒ ነገሩ .... ፋቅሪ እንተተላዕለ’

ቀሲነ ከለኹ ረኺበያ ንነብሰይ

ኣይተቋምት.. ናባይ. . .

'ምቁር ዛንታ ፍቅሪ ፈለማ

ዝተኾልፈ ከይበጽሐ ኣብ ጋማ'

ነዝ የሕሊፈን'ዴ ፈሪሀ

መኒኻ ዝበልኩ'ኻ ኣንጊሀ

የሕሚም'ኒ እንዲይዩ 'ሞ ፍቅሪ’የ

ትማል ናበይ እንከይርኣ’የ

ይኣምን'ዶ ገጹ እንተ መለሰ

ሰብ ቀይሩ እንተ...ተመለሰ

ብኡነት ምስ በደልኩ

ብኡነት ፍቅሪ ምስ ጸላእኩ

ከመይ ኢለ ? ዕልል ክብል ሎሚ

ሕሉፈይ ዘይጥዓየ ዓሚ ... ዓሚ

ብኡነት ከም ገለ ጌሩኒ

ብኡነት ፍቅሪ ኣሰንቢዱኒ

ከመይ ኢለ ? ...እቶ ክብለካ ሓወይ

ወጼን'ዴ ካብ ናይ ፍቅሪ ቦታይ

ከመይ ከመይ ኢለ? ኣነ

ከመይ ከም ጋሻ ኮይነ

ወይናይ ክቅበል ዕድሜኻ

ጉድእቲ ኮይነ በጃኻ. . .ኣነ'ሞ

ክንደይ ሂበ እንከይበልኩ

ሕሉፍ ኢደይ ከይርኣኹ

ዝነደቅክዎ ምስ ፈረሰኒ

ስለ ፍቅሪ ዝገብሮ የሕሚሙኑ

ኩቦ ደርቢ'የ ኢለ እንታይ ክኾነኒ

ፈጊደ እንዴ ኣነ ፈጊደ

እምነት ካባይ ምስ ተሰደ

('ትማል ከማኻ ዕምበባ ዝሓዘ

እሾኽ ኣብ ዉሽጡ ምስ ጸንሖ ፈዚዘ)2

ኢሉ ኢለ ዝበልካ'ዮ ክብል ከመይ ኢለ?

ብኸምዚ ከማኻ ጎበዝ ተበዲለ

ሰናይ....ዶ ይሓስብ ሰናይ... ዘየሕለፈ

ሓደ ይመስሎ ኩሉ ኣብ ፍቅሪ ዝተገርፈ

ሓወይ ንዓንን'ዶ ከመይ ኢለ ክኸ'ዶ

ወይናይ.. ዘልክዎ ትማሊ ወይነይ ወሲድዎ

ኣነ ምስ ኣነ ሕሸኒ ኢለ በይነይ ኣነ ሕሸኒ።

未经允许不得转载 » 本文链接:http://www.benxiaoben.com/efbdeVVA9BQlRWgIH.html

相关推荐

  • Paradox (Original Mix)歌词-Sonny Rollins

    Paradox (Original Mix)歌词-Sonny Rollins

    Paradox (Original Mix)歌词由Sonny Rollins演唱,出自专辑《We Love Sonny Rollins》,下面是《Paradox (Original Mix)》完整版歌词! Paradox (Original Mix)歌...

  • Zapin Madah Pusaka歌词-Rojer Kajol Channel

    Zapin Madah Pusaka歌词-Rojer Kajol Channel

    Zapin Madah Pusaka歌词由Rojer Kajol Channel演唱,出自专辑《Zapin Madah Pusaka》,下面是《Zapin Madah Pusaka》完整版歌词! Zapin Madah Pusaka歌词完整版...

  • 悲哀瞎整版 (其他)歌词-无间小丑-宝宇

    悲哀瞎整版 (其他)歌词-无间小丑-宝宇

    悲哀瞎整版 (其他)歌词由无间小丑-宝宇演唱,出自专辑《平凡的人》,下面是《悲哀瞎整版 (其他)》完整版歌词! 悲哀瞎整版 (其他)歌词完整版 悲哀吉他版作词:无间...

  • SOLO (Explicit)歌词-JIDEF

    SOLO (Explicit)歌词-JIDEF

    SOLO (Explicit)歌词由JIDEF演唱,出自专辑《SOLO (Explicit)》,下面是《SOLO (Explicit)》完整版歌词! SOLO (Explicit)歌词完整版 Je reviens des enfersenfl...